እስራኤል ድሕሪ ኵናት ምስ ሓማስ ዓጽያቶ ዝነበረት ሰሜናዊ ቓዛ ንፈለማ ግዜ ምስ ከፈተቶ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቁፀሩ ፍልስጤማውያን ናብቲ መብዛሕትኡ ዝዓነወ ሰሜናዊ ወሽመጥ ቓዛ ክውሕዙ ተራእዮም’ለዉ ...
ብሩዋንዳ ከም ዝድገፉ ዝግለጹ ደባይ ተዋጋእቲ ኤም-23 ሰኑይ ንርእሰ-ከተማ ሰሜን ኪቩ ዝዀነት ጎማ ድሕሪ ምቍጽጻሮሞ፡ ነበርቲ ነብሶም ንምድሓን ይሃድሙ ከም ዘለዉ ኣሶሸይትድ ፕረስ ኣስፊሩ። ካብ ...
ላዕለዎት ወታሃደራውያን መኮንናትን ሓለፍቲን ጸጥታን ክልል ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ወገን ህወሓት ከም ዝድግፉን ግዚያዊ ምምሕዳር ድማ ምትዕርራይ ...
ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፡ ሰንበት 26 ጥሪ 2025 ኣብ ቤተ ክርስትያን ርእሰ ኣድባራት ደብረ-ጽዮን ቅድስት ማርያም ኣብ ዝተኻየደ ጽምብል ስርዓተ ሲመትን ጸሎተ-ተቐብኦን፡ ንብጹእ ...
Gaza: Tens of thousands of Palestinians are streaming into the most heavily destroyed part of the Gaza Strip after Israel ...
Residents in eastern Congo’s largest city of Goma are fleeing after Rwanda-backed rebels claimed to have captured the ...
The White House announced late Sunday the United States was backing off a series of retaliatory measures levied against ...
ንዶባት ኣመሪካ ክከታተል ብፕረዚደንት ትራምፕ ዝተመዘዘ ቶም ሆማን ሕጋዊ ወረቐት ዘይብሎምን ስግኣት ጸጥታን ዝኾኑን ሰባት ካብ ሃገር ምጥራዝ ቀዳምነት`ቲ ምምሕዳር ምዃኑ ተዛሪቡ። ብሓፈሽኡ ግን ...
ኣብ መንጎ መሪሕነት ኮሎምቢያን ኣመሪካን ዝጸንሐ ወጥሪ ምስጓግ ስደተኛታት ከም ዝተረጋግአ ካብ ቤተ መንግስቲ ዋይት-ሃውስ ዝወጽእ መግለጺ ይሕብር። ብመሰረት እቲ፡ ኮሎምቢያ ነቲ ኣቐዲማ ነጺጋቶ ...
ገለ ካብቶም ካብ ኦሽዊትዝ ዝደሓኑ ሒደት ሰባት ንዝኽሪ መበል 80 ዓመት ሓርነት ንምዝካር ሎሚ ሰኑይ ናብቲ መዳጎኒ በጺሖም። ኦሽዊትዝ ምልክት ኣብ እዋን ናዚ ዝተቐትሉ ሽዱሽተ ሚልዮን ኣይሁዳዊያን ኮይኑ ሓደ ሚልዮን ካብኦም ካብ 1940 ክሳዕ 1945 ኣብቲ ቦታ ተዳጕኖም ዝነበሩ'ዮም። ካልኦት ልዕሊ 100,000 ኣይሁ ...
With babies in tow and mattresses over their heads, thousands of displaced people reached the outskirts of the eastern city ...
(ህወሓት) ድሕሪ ዝተፈጥረ ፍልልይን ድሒሩ ብኣመርራሓ ሰራዊት ዝተወሃበ መርገፂን፡ ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ከተማ መቐለ፡ እቲ ፍልልይ ናብ ካልእ ጎንፂ ከይዓርግ ሰጊኦም ከም ዘለዉ ተዛሪቦም። ...