ሓይልታት ጸጥታ ርእሰ-ምምሕዳር ፑንትላንድ ኣንጻር ዕጡቓት ዳዕሽ ከቢድ ኵናት ድሕሪ ምክያድ ንኣገዳሲ መሕብኢ ጎቦታት`ቶም ግብረ-ሽበራዊያን ከም ዝተቖጻጸሩ ይሕብሩ`ለዉ። እንተኾነ እቲ ቀንዲ ደጀኖም ...
A spokesman for the U.N. High Commissioner for Refugees warned on Tuesday that the humanitarian situation in eastern DR Congo ...
A spokesman for the U.N. High Commissioner for Refugees warned on Tuesday that the humanitarian situation in eastern DR Congo ...
ብጎረቤት ሃገር ሩዋንዳ ከም ዝድገፉ ዝግለጽ ደባይ ተዋጋእቲ ኤም-23 ንርእሰ-ከተማ ሰሜን ኪቩ ዝዀነት ጎማ ድሕሪ ምቍጽጻሮም፡ ንዓቢ ሰብኣዊ ቅልውላውን ተኽእሎታት ዞባዊ ጎንጺን ይመርሕ ኣሎ። ገስጋስ ...
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃብ ናይ ምልክት ቋንቋ፡ ካብ ቀረባ እዋን ሓደስቲ ተመሃሮ ብምስኣኑ፣ ኣብ ስልጠና ዕንቅፋት ምፍጣሩ እቲ ትካል ኣፍሊጡ። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ሰብ ሞያ ብወገኖም፡ ...
እቲ ንኣሽሓት ዜጋታት ብጃምላ ዝሓፈሰ መስርሕ ምእሳር ኣብ ክልል ኣምሓራ ሎሚ ሰኑይ ራብዓይ ወርሑ መሊኡ ዝበለ ዓለምለኸ ትካል ተሓላቒ መሰላት ኣምንስቲ ኢንተርናሽናል፡ እቲ ስጉምቲ ብህጹጽ ደው ...
ፕረዚደንት ሶርያ በሽር ኣል-ኣሳድ ካብ ስልጣኖም ካብ ዝእለዩ ንደሓር ሩስያ ንፈለማ እዋን መፃኢ ናይ’ቲ ኣብ ሶርያ ዝርከብ ወተሃደራዊ መዓስከራ ንምውሓስ ናይ ትገብሮ ፃዕሪ ኣካል ምዃኑ ዝተገለጸ ...
ኣብ ጎማ፡ ሰሜን ኪቩ ብዝካየድ ዘሎ ኲናት ዝተቖጥዑ ነበርቲ ኪንሻሳ ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ኮንጎ፡ ሎሚ ሰሉስ ንኤምባሲታት ኣመሪካ፡ ፈረንሳይ፡ ሩዋንዳን ኬንያን ከም ዘጥቅዑ ሮይተርስ ኣስፊሩ። እቶም ...
Gaza: Tens of thousands of Palestinians are streaming into the most heavily destroyed part of the Gaza Strip after Israel ...
The White House announced late Sunday the United States was backing off a series of retaliatory measures levied against ...
Residents in eastern Congo’s largest city of Goma are fleeing after Rwanda-backed rebels claimed to have captured the ...